ሰላም ዝኸበርኩም ተኸታተልቲ መደብ መኣዛ ዕቤት፡ ሎሚ እውን ከም መቐጸልታን ዕላማን ናይ'ዛ መርበብ ሓበሬታ፡ ንኣብ #Eritrea #Ethiopia ዝመበቖሉ ተዛራቢ ቋንቋ #Tigrigna ዝኾነ ሕብረተ ሰብን ካልእ ነዚ ቛንቋ ዝርዳእ ኣብ ካልእ ክፋል ናይ'ዛ ፕላኔት ዝነብር ሰብን ንምንቕቃሕ ኢለ እየ ኣዳልየያ። እንተድኣ ፈቲኹማ፡ ምስ ኣዕሩኽ መሓዙትን ቤተ ሰብን ተኻፈልዋ፡ Subscribe, Like ከምኡ እውን comment ብምጽሓፍ ድማ ሓሳባትኩም ክተካፍሉንን፡ ርእይቶታትኩም ክትልግሱለይን ይላቦ።
ካልእ ናይ ዝሓለፈ ስርሓት እውን ኣብ'ዛ መስመር ተር ኢሉ ስምዑንን ተቛደሱንን ይብለኩም ኣሎ። ሰናይ ናይ ዕቤትን ምዕባለን ግዜ።
የቐንየለይ።
This is part of the videos I use to prepare once a week, to enlighten the #Tigrigna speakers from #Eritrea, #Ethiopia and other parts of the Globe.
I appreciate if you guys, Subscribe, comment and Like. If you like it and you think someone's life could be changed by listening this video share is among your beloved ones.
Thank you very much.
ምንጪ - Les Brown's talk.

0 Comments